Support Maezer Semay Eritrean Christian Broadcasting Network





Thank you for
watching us

We wanted to take a moment to express our deepest gratitude for being a loyal viewer of MaEzer Semay TV. Your support means a lot to us, and we’re thrilled to have you as part of our audience. Thank you for tuning in and being a part of our community. We truly appreciate your viewership and May God bless you!
 
 
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ጎይታና መድሓኒና የሱስ ክርስቶስ ሰላም ንዓኹም ይኹን። ኣገልግሎት ማእዘር ሰማይ ብቴሌቪዥንን ሬድዮን ኣቢሉ፡ መንፈሳዊ፡ ማሕበራዊ፡ ኣካዲያሚያዊ መደባት ብሳተላይት፡ ብኢንተርነትን ካልእ መራኸቢ ብዙሓን ብምጥቃም ናብ ብዘሎ ዓለም ን24 ሰዓት ሰሙን ምሉእ መደባቱ ይፍኑ። ኣገልግሎት ማእዘር ሰማይ ክሳብ እዚ እዋን እዚ ብኣድማዕነት ምዕያዩ፡ ናታትኩም ጸሎትን ደገፍን እዩ እሞ ኣምላኽ ይባርኩም። ኣገልግሎት ማእዘር ሰማይ ዝሓቶ ወጻኢታትን ትሕዝቶታትን ኣዚዩ ገዚፍ እዩ እሞ፡ ብትኽልዎ ዘበለ ኩሉ፡ ክትድግፉና፡ ንምሕጸን። ንማእዘር ሰማይ ብጸሎትን ፋይናንሳዊ ደገፍን ንምሕጋዝ ምስ እትደልዩ እቲ ማዕጾ ክፉት እዩ። ኣምላኽ ይባርኩም